ሓወልቲ ናይ ሃፀይ ሃይለስላሰ ኣብ ውሽቲ ሓንቲ መዓልቲ ፈሪሱ
ኣብ ታሕቲ ትረኽቡዎ ሓበረታ ናይ ብቀይሕ ሕብሪ ናይ ገጋ መልእኽቲ ከም ዝኾነ ንሕብር ንደሊ፥ ሓወልቲ ናይ ጸጋይ ኣራርዛ እዩ ነሩ ናይ ሃፀይ ሃይለስላሰ ኣይነበረን።
[ሎሚ ኣብ ሃረርጌ ዝባሃል ከተማ ናይ ኦሮሞ ትውልዲ ዘለዎም መንእሰያት ንዓመታት ዝቖሞ ሓወልቲ ኣረሜናዊ ሃይለስላሴ ከምዘፍረስዎ ተፈሊጡ ኣሎ።
እዞም ኦሮሞ ዝኹኑ ትውልዶም መንእሰያት ነዚ ስጉምቲ ዝወሰዱ ብ ወድብ ሑቡራት ኣፍሪቃ ዝተወስደ ናይ ሃይለስላሴ ሓወልቲ ምትካል ሕርቃኖም ንምግላጽ ሙኻኑ ተገሊጹ።]
እዛ ኣብ ቀጽሪ AU ዘለ ኸ ክንደይ ትጸንሕ ትኸውን ዝብል ኣብ ግምት ኣቲዩ ኣሎ።
ሕጂ ግርም።
Source: Mussie Sibahtu