ሽግር ኣብ ውሽቲ ትግራይ ፈንቅል ኣንጻር ወያነ – Tigray Fenkil Movement Against Weyane
ኣገዳሲ ዜና ንስደተኛታት፥ ኣቶ የማነ ንጉሴ ካብ Australia ናብ ኢትዮጵያ ኣትዩ ምስ ፈንቅል ኣንጻር ወያነ ኣብ ውሽቲ ትግራይ። ን ኤርትራዊያን ኣሓትን ኣሕዋትን ኣብ ትግራይ ዝተረፉ ሓብሩዎም ውግእ ኣብ ውሽቲ ክልል ትግራይ ከይጅመር። እንድሕር ተኻእሉ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ወይ ናብ ኤርትራ ክምለሱ ወይ ክሰግሩ ይሓይሽ። Agedasi Zena Sidetenya: Ato Yemane Nigussie Kab Australia Nab Ethiopia Atyu Mis Fenqil Antsar Weyane Ab Wshte Tigray. N Eritreawiyan Ahatn Ahwatn Ab Tigray Ziterefu Habiruwom Wgih Ab Wishti Tigray Keydjimer.