ትማሊ ትማሊ ካብ ጡብ ኣደታትና ተፈልናስ ንሃገር ክንመርሕ ብዘይ ኣቦታትና ቐሊል ኣይምሰለና

ታሪኻዊ ንቕሓት፥ ትማሊ ትማሊ ካብ ጡብ ኣደታትና ተፈልናስ ንሃገር ክንመርሕ ብዘይ ኣቦታትና ቐሊል ኣይምሰለና። ካብ ፍጻመ ታሪኻት ንመሃር፥ ሓደ እዋን ሓደ ንጉስ ነሩ ን ኩሎም ኣረግቶት ን ቅተሎም ዋላሓንቲ ነገር ክገብሩ ኣይኽእሉን እዮም ኢሉ። ንኩሎም ኣረግቶት ሰባት ኣብ እቲ ንጉስ ዘማሕድሮ ቦታ ቀጥሉ። ሓደ ን ኣቦኡ ዝፈቱ ዝነበረ ወዲ ግን ን ኣቦኡ ኣዝዩ ስለ ዝፈትዎ ዝነበረ ኣብ ናይ ቪኖ መቐመቲ ቦታ ሓብኡዎ። ድሕሪ ተወሰነ ግዘ ጥምየት ኣብ ሃገረ ኣትዩ፥ እንታይ ንግበር እሎም ኣዝዩ ተሸግሮም ን መን ክሓቱ ካብ መን ምኽሪ ክረኽቡ እሎም። እቲ ሓደ ወዲ ን ኣቦኡ ዝሓበኦ ናብ ኣቦኡ ኸይዱ ሓቲቱዎ፥ ንሱ ድማ ጽብቅቲ ምኽሪ ህቡዎ ን ሙሉእ ህዝቢ ካብ ጥምየት ኣድሕኑ። ድሕሪ እዚ ፍጻመ ንጉስ ነቲ ወዲ ዓድሙ ሓቲቱዎ ካበይ ፈሊትካዮ ኢሉ ሓተተ ንሱ ድማ ኢሉዎ ካብ ኣቦይ ኢሉ። ንጉስ ን ኣቦኡ ዓድሙ ተጣዕሱ ጌጋ ከምዝገበረ ተረድኡዎ ን ኩሎም ኣረግቶት ስለ ዝቐተሎም።

ብቋንቃ እንግሊዝ ኣብዝኣ ልንክ ተንብቡዎ ትኽእሉhttps://www.pitt.edu/~dash/type0981.html  ።

ኣብዝኣ ኸማን ቪድዮ ካብ (BBC) ብዛዕባ ዕራቕ ሃገር ተፈጸመ ታሪኽ፥ ሓደ ወዲ ዕራቕ ይዛረብ ብዛዕባ ዝሓለፈ ፕረዝደንት ዝጸልኦ ዝነበረ። The man who toppled Saddam’s statue now wish to put it back what a tragic. Many Eritreans think if our leaders are away life will be easier. In our personal opinion we think and history also teach us our country could end up like Iraq, Libya and Syria without our Shaebia leaders.

ህወት ኣብ ሃገረ ልብያ ድሕሪ ማዕረባዊያን ደሞክራሲ። Libya after Gaddafi when people think that life will be easier with the so called western democracy than i remember this states.

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

By continuing to use the site, you agree to the use of cookies. more information

The cookie settings on this website are set to "allow cookies" to give you the best browsing experience possible. If you continue to use this website without changing your cookie settings or you click "Accept" below then you are consenting to this.

Close