ዝሓሸ ብረት ኣለና – ድኽነት ኣለና እዩ ይብል ኣሎ
ኣገዳስን ዘግርምን ዜና፥ ኣርእስቲ ናይ ቃለ መጠይቕ ምስ ዞባዊ ሚኒስተር ዶክተር ደብረፅዮን።
- ወረርቲ ንቐብሮም እና
- ናይ ሓባር ቅዋም እዩ – ናይ እስያስ – ትማሊ ናብ ሻዕብያ ዝሳገሩ ሓለፍቲ ኣሎዉ – ናብ መን ናብ ፈታዊኡ ናይ ህዝቢ ንብረት ናብ እስያስ እዮም ዝህቡ ዘሎዉ
- ተጋደልቲ ትግራይ ናብ ኢስያስ ዝሃደሙ ኣሎዉ
- ኩሎም ተጋሩ ካብ ሓላፍነት ከም ዝወረዱ ኣብ ኢትዮጵያ እሉ
- ኣብ ቃለ መጠይቅ ምስ ትግራይ ቲቪ ዝበለ፥
- ኤርትራዊያን ተቃወምቲ ይሕግዙና ኣሎዉ
- ብኩሉ ሸነኽ ከቢቦምና ኣሎዉ
- ሓድሽ ብረት ኣለና
- ክዋግኡ ወስኖም ኣሎዉ
- ኣንጻር ህዝቢ ትግራይ ምልዓል እዩ ይብል ኣሎ