ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ – ወልድዝጊ ቦኽረጸን ትኽለ – Missing 28 Year Old Eritrean Woldezghi Bokretsion Tekle From Elabered

ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ፥ ክቡራት ኣሕዋት እዚ ኣብ ስእሊ ንርእዮ ዘለና ሓወይ ወልድዝጊ ቦኽረጸን ትኽለ ዕድመ ፳፰(28) ዓመት ትውልዲ ዓዲ፥ ዓዲ ናኣምን ኮይኑ ዝዓበየሉ ድማ ሃምረሃማርብ ከባቢ ዕላበርዕድ እዩ።

ብወርሒ ፰(8) ፳፻፲፩(2011) ምስ መንነቶም ዘይፈልጥኩዎም ሰባት ንሱዳን ተበጊሱ ኣብ ከባቢ ከሰላ በጺሑ፡ ደሃይ ገሩ፡ ማለት ሽዑ ረሻይዳ ሕዞሞ ገንዘብ ሓቲቶም፡ ኣጋጣሚ ንክሃድም ዕድልረኺቡ ምስ ሃደመ ወተሃደራት ሱዳን ሕዞሞ ናብ ካሎት ረሻይዳ ድማ ሸይጦሞ፡ ነሳቶም ድማ ናቶም ጠለብ ሓቲቶም ኣብ መንጎ ድማ ኣድራሽኦም ኣጥፊኦም ርክብ ተቃሪጹ፡ ካብዛ ዕለት እዚኣ ድማ ብዛዕባ ህላወ ወልደዝጊ ሓወይ ዚኾነ የለን እሞ ዝኸበርኩም የሕዋት ርእየዮ ወይ ድማ ኣድራሽኡ ይፈልጥ እየ ዝብል እንተሎ፡ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ተለፎናትን ኢመይልን ክትሕብሩኒ ብትሕትና ይሓትት። ንእትገብሩለይ ምትሕብባር ድማ ኣቀዲመ የመስግን። ምስ ኣንበብኩም ሸር ግበሩለይ ሓደራ፥

ተሌፎን 0024-962578478 / 0024-906246525

00291-7393817 / 00291-7284237

ኢመይል rezenebokuretsion@gmail.com

dawit_bokuretsion@yahoo.com

ፌስቡክ(Facebook)ረዘነ ቦክረጼን

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

By continuing to use the site, you agree to the use of cookies. more information

The cookie settings on this website are set to "allow cookies" to give you the best browsing experience possible. If you continue to use this website without changing your cookie settings or you click "Accept" below then you are consenting to this.

Close