ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ – Missing Eritrean Sister Meaza – Sudan

ሓግዝ ዝሃበ ፈጣሪ ኣብዚሑ ይሃቦ። ሼር ጌርካ ንክሕግዝ ዝክእል ሰብ ምብጻሕ ዉን ሰናይ ኢዩ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ። ዝኸበርኩም የሕዋተይ ገበርቲ ሰናይ ሓገዝኩም ኣይፈለያ ስማ መኣዛ ተመልሶ ነጸረኣብ ዝተባሃለት ተቀማጢት ሱዳን ኮይና ኣብ ህይወታ ንጸላኢካ አውን ዘይትምነዮ ብዙሕ ሕማቅ ዝረኣየትን ዘሕለፈትን ሰብ እያ። ከምሳዕቤኑ ድማ ኣብ ናይ የእምሮ ጸገማትን ፋይናንስያዊ ቅልውላዋን ትርክብ ኣላ። ክሳብ ናይ ሂወት ምትፋእ ፈተነታት ዉን ኣካይዳ ኢያ። ብዘላቶ ናይ የእምሮ ጸገም ድማ ካብ ሰባት ተፈሊያ ትሕሎ ኣላ። ንሕና ሕማቅ ዝረኣና ፈለጥታ ድማ ኣብዚ ዘላቶ ሽግርን ጭንቀትን ቁሩብ ከገላግላ ዝክእል ገንዘብ ኣብ ምልማን ንርከብ። ክሉኩም የሕዋት ብኣምላክ ድማ ዓቅምኩም ዘፍቅዶ ክትተሓገዙዋ ብትሕትና ንሓቲት። ንእትገብሩላ ሓገዝ ኣቀዲምና ነመስግን ። ጻማ ሰናይ ተግባርኩም ብኣምላኽ ተኸፈሉ።

ቁ.ቴ.+972547327124 ወይ

+447405945543 (Viber, Imo, Whatsapp)

ናብ ኩሉ ክባጻሕ ሸር ኣብ ምግባር ተሓባበሩና ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

By continuing to use the site, you agree to the use of cookies. more information

The cookie settings on this website are set to "allow cookies" to give you the best browsing experience possible. If you continue to use this website without changing your cookie settings or you click "Accept" below then you are consenting to this.

Close