ጀርመናዊያን ሓካይም ደም መክተን መድሃኒት ኣንጻር ኮሮና ሕማም ይሕግዝ እዩ እሎም
ተስፋዊ ሓድሽ ኮሮና መርመራ፥ ጀርመናዊያን ሓካይም ደም መክተኒ መድሃኒት ኣንጻር ኮሮና ሕማም ይሕግዝ እዩ፥ ጥንፋስ ማሺን ሕክምና ካብ ዝሕግዘካ ዝያዳ ይሃስየካ ይብሉ ኣብ ጀርመን። ኣብ ሃገረ ጀርመን ብሓደ ሓክም ፕሮፈሶር ክላውስ ፕሸል ካብ ጀርመናዊት ከተማ ሃምቡርግ ዝጀመሮ መርመራ ቡዙሕ ገጋታት ዘሎዎ ሓቢሩ መግለጺ ሂቡ፥ ፫-3ይቲ ቭድዮ ኣብኡ ብቋንቃ ጀርመን ትርኡዎ ትኽእሉ እኹም።