ጸሎትን በረኸትን ናይ ሰማእት ቅዱስ እስጢፋኖስ ኣይፈለየና – Tzelotin Bereketn Nay Semaiet Qdus Estifanos Ayfeleyena
ጸሎትን በረኸትን ናይ ሰማእት ቅዱስ እስጢፋኖስ ኣይፈለየና፣ ኣመን። Tzelotin Bereketn Nay Semaiet Qdus Estifanos Ayfeleyena, Amen.
፠፠፠ ካብ ክቡር ኤርትራዊ ሓውና ፠፠፠
#እዚ #ቦታ ኣብ እዮርሳሌም ኮይኑ ሊቀ ድያቆናት ቅዱስ እስጢፋኖስ ብዳርባ እምኒ ሰማእትነት ዝተቐበለሉ እዩ ።
ግብሪ ሃዋ ፯-፶፱*(7-59)፤ #ንእስጢፋኖስ ከኣ #እናተማህለለን፡ #ጐይታይ #ኢየሱስ፡ #መንፈሰይ #ተቐበል፡ #እናበለን፡ #ብዳርባ #እምኒ #ቐተልዎ።
፷*(60)፤ #ተምበርኪኹ ኸኣ ብዓብዪ ድምጺ፡ #ጐይታይ #እዚ #ሓጢኣት #እዚ #ኣይትሐዘሎም፡ ኢሉ ጨደረ። እዚ ምስ በለውን ዐረፈ።
ጸሎትን በረኸትን ናይ ሰማእት ቅዱስ እስጢፋኖስ ኣይፈለየና ኣሜን ።