ፕረሲደንት ሃማደኤ ወ/ሮ ሉኡል ገብረኣብ: ኣብ ጀርመን ትምህርታዊ ሰሚናር ኣቝሪባ

NUEW Seminar in Stuttgart

ሰሚናር ሃማደኤ ጀርመን

ሰሚናር ሃማደኤ ጀርመን ብዕለት 23.02.2013 ኣብ ከተማ ሽቱትጋርት ብዕለት24.02.2013 ኣብ ፍራንክፈርት ተኻይዱ፡

እቲ ሰሚናር ብዝክረ ስማእታት ድሕሪ ምክፋቱ ብፕረሲደንት ሃማደኤ ወ/ሮ ሉኡል ገብረኣብ ትምህርታዊ ሰሚናር ብዛዕባ ሕግን ስድራቤትን ዝብል መግልጺታትን ትምህርትን ተዋህቡ፡ ኣብቲ ሰሚናር ናይ ፍራንክፈርት ኣቶ ካሕሳይ ተወልደ ወኪል ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ከምኡውን ካብ 13 ከተማታት ጀርመን ልዕሊ 400 ደቀንስትዮ ዝተሳተፋኦ ዕዉት ሰሚናር ነይሩ ፡፡

ኣብ ሽቱትጋርትውን ካብ 9 ከተማታት ጀርመን ልዕሊ 300 ደቀንስትዮ ዝተሳተፋኦ ትምህርታዊ ሰሚናር ተኸይዱ፡ ተስተፍቲ ሰሚናር ኣብ ምውዳብ ብፍላይ ድማ ኣብ መንእሰያት፡ ምምዕባልን፡ ዝያዳ ንኽስርሓሉ ቀጻሊ መደባት ትምህርቲ ንኽዋሃበን ተላብየን ።

ኣብቲ ኣኼባ ንዝቀረበ ሕቶታት ስፈሕ ዘተ ብምክያድ ንኩሉ ዝተሓተ ሕቶታትፕረሲደንት ሃማደኤ ወ/ሮ ሉኡል ገብረኣብ ኣዕጋቢ መልሲ ሂባትሉ ፡

ኣብ መወዳእታ ኣብ ከተማ ሽቱትጋርትን ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ዝተኻይደ ሰሚናር ሃማደኤ ጀርመን ተሳተፍቲ ውዳቤና ከነሕይል፡ ውህደትና ከነተርር፡ ተካእትና ዝኾና መንእሰያትና ክንጥርንፍን በብእዋኑ ከምዚ ዝኣመሰለ ሰሚናር ንኽቅጽል ተላብየን።

ካብ መሉእ ጀርመን ዝመጻ ተሳትፍቲ ዝተኻፈላኦ ዕዉት ሰሚናር ብዓወት ተዛዚሙ ።

ዓወት ንሓፋሽ
ሃማደኤ ጀርመን

24.02.2013

https://picasaweb.google.com/104890094361968743176/NUEWSeminarStuttgart2013#slideshow/5851882132747076658

NUEW Seminar in Frankfurt

https://picasaweb.google.com/104890094361968743176/SeminarFrankfurt2013#slideshow/5851866534533526674

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

By continuing to use the site, you agree to the use of cookies. more information

The cookie settings on this website are set to "allow cookies" to give you the best browsing experience possible. If you continue to use this website without changing your cookie settings or you click "Accept" below then you are consenting to this.

Close