፩-1 ትግራዋይ ን ብዙሓት ኤርትራውያን ኣሽኪዑ ብእምነቶም ተላግጹሎም
ዘሕምም ሓቂ መልእኽቲ፥ ፩-1 ትግራዋይ ን ብዙሓት ኤርትራውያን ኣሽኪዑ ብእምነቶም ተላግጹሎም። መልኣኽ መሲሉ ንክንደይ ኣስላም ክርስቲያንን ኣብ ስደት ኣባእሱ ካብ ሓድነቶም ፍቅርን ከድሕን ፈቲኑ። ብሰንኪ እዚ ሓደ ሰብ ናይ ጽልኢ መልእኽቲ ቪድዮ ኩላትና ርእና። For videos scroll down.
ድሕሪ እዚ ቭድዮ ሓደ ዉልቃዊ ኣስላም ሓሪቁ ነዚኣ መልእኽቲ ኣማሕላሊፉ። ንዝጾሙ ሮሞዳን ዝገብሩ ሓደራ ከይትሶምዑዎ።
ከምዚ ገሩ እዩ ን ደቂ ኣንስቲዮ ዝላገጽ ዝኾነት ትኹን ብዘይ ገደስ ብሄራ እምነታ ኣግድሾን እዩ።
መልእኽቲ ካብ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ።