• Popular Tag
ወርቂ ንኤርትራ – እንቋዕ ሓጎሰና Gold for Eritrea
News Sport ዘሕጉስ ዜና

ወርቂ ንኤርትራ – እንቋዕ ሓጎሰና Gold for Eritrea

ዘሕጉስ ዜና፥ ኣብ ናይ ትማሊ ሰንበት ውድድር Cross Cup De Hannut ዝበሃል ብዕለት 22 ጥሪ 2023 ብፍረንጂ ጅግና ሓፍቲና ራሄል ዳኒኤል ተዓውታ ቀዳመይቲ ኾይና ብ 28:41 ደቃቅ። ልንክ ናይ Source: https://www.worldathletics.org/competitions/world-athletics-cross-country-tour/news/cross-cup-hannut-schrub-daniel

ህዝቢ ትግራይ ኣንጻር ህወሓት ተላዕሉ ኣሎ – Hizbi Tigray Antsar Telaelu Alo
News ኣገዳሲ ዜና

ህዝቢ ትግራይ ኣንጻር ህወሓት ተላዕሉ ኣሎ – Hizbi Tigray Antsar Telaelu Alo

ህዝቢ ትግራይ ኣንጻር ህወሓት ተላዕሉ፥ ተጋሩ መስመር ናይ ተለፎንን ኢንተርነትን ምስ ተኸፈተ ናይ ብሓኪ እንታይ ከምዝሕልፉ እንታይ ጸገማት ከምዝነበረ ተፈሊጡ። ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ተጋሩ ብሰንኪ ኣመራርሓ ደብረፅዮንን ገታቸውን ካልኦት ዓበይቲ ሓላፍቲ ጉጅለ ወያነ።