British ሚድያ ን ሰይቲ ወዲ ንጉስ መገን – ህበይ እኺ ትወልዲ እሎም – ግፍዒ ኣንጻር ምስክነይቲ ጸላም ሓፍቲና
ዘሕዝን ዜና፥ British ሚድያ ን ሰይቲ ወዲ ንጉስ መገን “ህበይ እኺ ትወልዲ እሎማ”። ንግስቲ ንእሽቶ ዓባይ ብሪጣንያ ግፍዒ ኣንጻር ኣፍሪቃዊት Megan ሰይቲ ወዲ ወዲ። ምስክነይቲ መገን ሰይቲ መስፍን ሃሪ(Harry)። ጽልእ ኣንጻር ጸላም መገን ኣብ ፳፩ ክፍለ ዘመን። ሓንቲ ነገር ዝገርም ብዓውታ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ኣብ ናይ Human Rights ይኹን ወይ ኣብ ናይ Amnesty International ዝኾነ ሰጉምቲ ክወስዱ ኣይንሰምዕን። Crisis meeting by the Queen Elizabeth of Great Britain because Megan and Prince Harry want to leave the rule as an Prince and the wife. Megan Markle is an black woman and is always attacked by the british media with racist statement. This show us that “Racism is still their in the 21st century”.