• Popular Tag
ጥንታዊ ታርኽ ፑንት ኣብ ሃገረ ኤርትራ
History

ጥንታዊ ታርኽ ፑንት ኣብ ሃገረ ኤርትራ

ምድረ-ፑንት – ኤርትራ ዝማእከሉ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝገደመ ንግስነት! ኣብ ቀዳማይ ዘመን ድሕሪ ልደተ-ክርስቶስ ዝተቐልቀለ ንግስነት ኣኽሱም መሰረት ጥንታዊ ታሪኽ’ዚ ዞባና ከምዝኾነ ዝገልጽ ዝንቡዕ ታሪኽ ብኢትዮጵያውያን ተመራመርቲ ታሪኽን ደረስትን ይንገር’ዩ። እንተኾነ ካብ ንግስነት ኣክሱም ብልዕሊ…