• Popular Tag
ራሺያ ጸልም መድሃነ ዓለም ቅኑዕ እዩ እላ – تقول روسيا أن المسيح الأسود هو الحقيقي
Christian Religion

ራሺያ ጸልም መድሃነ ዓለም ቅኑዕ እዩ እላ – تقول روسيا أن المسيح الأسود هو الحقيقي

ሃገረ ፕረዝደንት ራሺያ ፑትን ኣብ መገሻ ናብ ተታሕዘ ቦታ Kherson ምስ በጸሐ ታርኻዊ ስእሊ ናይ ጸሊም መድሃነ ዓለም ብቋንቋ ኢንግልዝ Jesus Christ ኣብ ቲቪ ዘርግሑ። ራሺያ ትብል ጸልም መድሃነ ዓለም እዩ ቅኑዕ። ጸለምቲ መላእክቲን ቅዱሳን…

ንፖልስ ሆላንድ ንሓብሮም ብዛዕባ ኣሽባሪ ጆን – Lets inform together about the Terrorist from Utrecht
Christian Religion ኣገዳሲ ዜና

ንፖልስ ሆላንድ ንሓብሮም ብዛዕባ ኣሽባሪ ጆን – Lets inform together about the Terrorist from Utrecht

ከም ሶሎሞን ሓውና ዝሕብረና እንድዩ ንሕና እና ባዕልና ንፈትሖ ነዚ ጉዳይ፥ ምስ ጸዓዱ ዕሩኽትናን፥ መሳርሕትናን ወይ በተ ሰብናን ኾይና ነዚ ጉዳይ ኣብ ፖልስ ናይ ሆላንድ ነቅሪበሎም ንሓብሮም። ኤርትራዊ ትራይ ዘይኾነስ ዋላ ካልእ ዘጋ ክሕብር ይኽእል…

ጥንጣዊ ስእሊታት ቅዱሳን መልኣኽትን ካብ ገዳማት ኤርትራ
Christian Religion

ጥንጣዊ ስእሊታት ቅዱሳን መልኣኽትን ካብ ገዳማት ኤርትራ

ጥንጣዊ ስእሊታት ቅዱሳን መልኣኽትን ካብ ገዳማት ኤርትራ ቅድሚ ግዝኣት ጥልያን ዝነበረ። መብዛሕቲ ስእሊታት ቅዱሳን መልኣኽትን ካብ ቤተ ክርስቲያን ድንግል ማርያምን ኮምኡ ውን ካብ ገዳም ደብረማርያም እዮም። ቅዱስ ጴጥሮስ Kidus Eyasu – Kidus Yosef Kidus Faniel…

ርሑስ በዓል ትምቀት ይግበረልና – Rhus beal Timket Yegberelna
Christian Religion

ርሑስ በዓል ትምቀት ይግበረልና – Rhus beal Timket Yegberelna

እንቋዕ ብሰላም ናብ በዓለ ጥምቀት ኣብጽሓና! ክርስቶስ ተጠምቀ፤ ዳግማይ ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስን ወለደና። ጥምቀት ማለት “አጥመቀ” ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝወፅአ ኾይኑ “ምጥላቕ፡ ምጥልቃይ፡ መላእ ሰብነትካ ኣብ ማይ ምእታው” ማለት እዩ።  “ወይቤሎ አማን አማን…