• Popular Tag
ጾመ ነቢያት፡ ካብ ኃሙስ ፲፭ ኅዳር ጀሚሩ፡ በዓለ ልደት ድማ ቀዳም ፳፱ ታኅሣሥ ፳፻፲ወ፭ እዩ!
Christian Religion

ጾመ ነቢያት፡ ካብ ኃሙስ ፲፭ ኅዳር ጀሚሩ፡ በዓለ ልደት ድማ ቀዳም ፳፱ ታኅሣሥ ፳፻፲ወ፭ እዩ!

ቅድሚ በዓለ ልደት ኣብ ዘሎ ጊዜያት፡ “ወጥንተ ዚአሁ መንፈቀ ኅዳር/ መጀመርታኡ ፍርቂ ወርኀ ኅዳር” ከምዝብል ካብ ፲፭(15) ኅዳር ጀሚሩ ክሳዕ ፳፰(28) ታኅሣሥ ይጽወም እሞ በዓለ ልደቱ ፳፱(29) ታኅሣሥ ፳፻፲ወ፭ ብምብዓል ይፍጸም። ኣብ ዘመነ ዮሓንስ ክኸውን…

እንካዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም ኣብጽሐና
Christian Religion

እንካዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም ኣብጽሐና

ንኣይ ዝሕግዘንን ዝከላኸለለይን ሚካኤል እዩ” ዳን. ፲፥፳፩(10፡21) ቅዱስ ሚካኤል ሓደ ካብቶም ሊቃነ መላእኽቲ እዩ። (ይሁዳ ፩፥፱ / 1፡9) ኃይላት ናይ ዝበሃሉ ነገድ ሓለቓ እዩ። (ሄኖ. ፲፥፪-፲ / 10፡2-12) ቅዱስ ሚካኤል ናይ ዕብራይስጥ ቃል ኮይኑ ትርጕሙ…

እንቋዕ ናብ በዓለ ቁስቋም ኣብጽሓና!
Christian Religion

እንቋዕ ናብ በዓለ ቁስቋም ኣብጽሓና!

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን፦ ነቲ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ናብ ደብረ ቁስቋም ዝኣተወትሉ ሽድሽተ ኅዳር በዓለ ቁስቋም ብድምቀት ተብዕሎ። በዓለ ቁስቋም ሓደ ካብ 33 በዓላተ ቅድስት ድንግል ማርያም እዩ፡ ‘አመ ፮ ለኅዳር…

ብፁዓን ጳጳሳት ኣብ ጥንታዊት ከተማ ኣዱሊስ ዑደት ብምክያድ ጸሎት ኣብጺሖም!
Christian

ብፁዓን ጳጳሳት ኣብ ጥንታዊት ከተማ ኣዱሊስ ዑደት ብምክያድ ጸሎት ኣብጺሖም!

ዓርቢ ዕለት 18 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም (28/10/2022) ብጳጳስ ሃገረ ስብከትታት ሰሜናዊን ደቡባዊን ቀይሕ ባሕሪ ብፁዕ ኣቡነ ጎርጎርዮስ ዝተመርሐ፣ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ መንደፈራ ብፁዕ ኣቡነ ሳዊሮስ፡ ናይ ግሪኽ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት…