Eritrean Solution For Clean Water Supply in Bakla

Eritrean News: ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ – ምምሕዳር ከባቢ ባቕላ ከጋጥም ዝጸንሐ ጸገም ዝስተ ማይ፡ ብህዝቢን መንግስቲን ብዝተዋደዳ ራህያታት ተፈቲሑ።

ነበርቲ ብተበግሶኦም፡ ገንዘቦምን ጉልበቶምን ኣወሃሂዶም ብዘካየድዎ ንጥፈታትን፡ መንግስቲ ብዝገበረሎም ናይ ቸመንቶ ሓገዝን ራህያታት ተሰሪሐን ጸገሞም ከምእተፈትሐ፡ ኣመሓዳሪ ናይ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ ኣቶ ሳልሕ እድሪስ ዑሜራ ሓቢሩ።
Eritrean Solution For Clean Water Supply in Bakla
እተን ራህያታት፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ በቲ ኣብ ወርሒ መጋቢት ሰለስተ ግዜ ዝሃረመ ዝናብ እኹል ማይ ኣዋህሊለን፡ ንሰብን ጥሪትን የስትያን ንጥፈታት ጀራዲን የተባብዓን ከምዘለዋ ተፈሊጡ።ልዕሊ 6 ሽሕ ህዝቢ ዝነብራ ምምሕዳር ከባቢ ባቕላ፡ ካብ ናቕፋ ንሸነኽ ምዕራብ 35 ኪሎ-ሜተር ርሒቓ ትርከብ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

By continuing to use the site, you agree to the use of cookies. more information

The cookie settings on this website are set to "allow cookies" to give you the best browsing experience possible. If you continue to use this website without changing your cookie settings or you click "Accept" below then you are consenting to this.

Close