Internal Weyane Documents Leaked [Tigrigna]

ሰነድ 3. ባይቶ ጸጥታ ሕ.ሃ. ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘሕለፎም ውሳነታት እገዳ ትግባረኦም ከምዝጠናኸር ንምግባር ዝተዳለወ ውጥን

መእተዊ
ኤርትራ ኣብ ዞባና ብእተስጉሞ ጸረ ሰላም ፖሊሲን ንግብረ ሽበራውያን ሓይልታትን ውድባትን ብእትገብሮ ወተሃደራዊ፡ ንዋታውን ገንዘባውን ደገፍ፡ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ 2009፣ 2011፣ ብተኸታታሊ ክልተ ውሳኔታት እገዳ (Sanctions Resolutions) ከምዘሕለፈ ይዝከር።
ባይቶ ጸጥታ፡ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2009 ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘመሓላለፎ ናይ ፈለማ ውሳኔ ቁጽሪ 1907 (2009) ብቐንዱ ሰለስተ እገዳታት ማለት ናይ ዕድጊ ኣጽዋር፡ እገዳ ጉዕዞን ምድስካል ንብረትን ሃብቲን ዜንበረ እዩ። ይኹን’ምበር፡ ኤርትራ ንግብረ ሽበራውያን ሓይልታት እትህቦ ደገፍን ጸረ ሰላም ምንቅስቓሳታን ዝያዳ ኣጠናኺራ ብምቕጻላ፡ ባይቶ ጸጥታ፡ ኣብ 2011፡ ኤርትራ ካብ መሸጣ ማዕድናት እትረኽቦ ኣታዊታት ይኹን፡ ካብ ዲያስፖራ እትረኽቦ 2% ግብሪ፡ ኣብ ኣዕናዊ ተግባራት ምእንቲ ከይተውዕሎ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኤርትራ ዝትግበሩ ሓደሽቲ ወፍርታትን ፋይናንሳዊ ትውጊታትን ኣብ ጸረ ሰላም ምንቅስቓስ ከይውዕሉ፡ ብመገዲ ኣህጉራዊ ትካላት ገንዘብ ኣድላዪ ክትትልን ቁጽጽርን ኪግበር ዝሓትት ብቁጽሪ 2023/2011 ዝፍለጥ ተወሳኺ እገዳ ኣሕሊፉ።

For more read pdf document:

Ethiopian - Eritrean War - Peace - Border Conflict

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

By continuing to use the site, you agree to the use of cookies. more information

The cookie settings on this website are set to "allow cookies" to give you the best browsing experience possible. If you continue to use this website without changing your cookie settings or you click "Accept" below then you are consenting to this.

Close