Let’s Support Eritrean Cycling Team

Eritrean Sport News: ሞራል ሞራል ሞራል ንሃቦን ነዞም ጀጋኑ ተቀዳደምትና ፡

ኩሉ ግዜ ዓውት የለን ኣብ ስፖርት ክትሰዓር ክትስዕር ባህርያዊ ኢዩ እቲ ኣገዳሲ ነገር ካብዚ እንታይ ተማሂርና

Eritrean Cyclist in African Championship 2015

ኢዩ ኩለን ሃገራት ክዕወታ ኢየን ናብ ሜዳ ንሕና ከኣ ከሙ ግን ኣብ ስፖርት እግሪ ጥራሕ በይኑ ኣካሊ ኣይኮነን

ዕድል ዝበሃል ነገር ኣሎ ንተቀዳደምትና ከኣ ምስ ሰዓሩ ጥራሕ ኣይኮናን ምሶም ክንከዉን ይሰዓሩ ይስዓሩ ብዘየገድስ

ኩሉ ግዜ ሞራል ክንህቦም ኣሎና ኩሉ ግዜ ምስዓር ዉን ከማዕብለካ ስለ ዘይኪእል ዓቢ ትምህርቲ ኢና ቐሲምና

ቡዙሕ ዝተረፈና ከም ዘሎ ተማሂርና ኢና ኣብ ኦል ኣፍሪካን ጋይምስ ካብዚ ናላዕሊ ኣዋርቅ ከነምጽእ ምኸኣልና

ኣብ ናይ ጋንታ ክሮኖ መተር ዘይምግባርና ዓቢ ዓወት ኢዩ ሓሊፍና ብሰንኪ መወዳደሪ ብሽክለታ እዚ ድማ ኣብ

መጻኢ ክድገም ዘይብሉ ጌጋ##

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

By continuing to use the site, you agree to the use of cookies. more information

The cookie settings on this website are set to "allow cookies" to give you the best browsing experience possible. If you continue to use this website without changing your cookie settings or you click "Accept" below then you are consenting to this.

Close