No Evidence For Eritrea Supporting Al Shabaab by UN SEMG


Eritrean News: ምስ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ብዛዕባ ምንዋሕ ማዕቀብን ተዛማድን

ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኤርትራ ግርማ ኣስመሮም “ተቖጻጻሪ ጉጅለ፡ ኤርትራ ንኣልሸባብ ከምትድግፍ ዝኾነ መረጋገጺ ኣይረኽብናን እናበለ እቲ ማዕቀብ ንሓደ ዓመት ምንዋሕ ካልእ ዕላማ ስለዘሎ`ዩ” ኢሎም።

Eritrean Ambassador to the UN Girma Asmerom
Eritrean Ambassador to the UN Girma Asmerom

ፕረሲደንት ባይቶ ጸጥታ እንግሊዛዊ ኣምባሳደር Mark Lyall Grant ኤርትራ ነቶም ተቖጻጸርቲ ናብኣ ክኣትዉ እንተተፍቅደሎም ኔራ፡ ማዕቀብ ንኽልዓል መኽኣለ ኢሎም ኔሮም።

ኣምባሳደር ግርማ ግን ናብ`ቲ ገበን ተፈጺምሉ ዝብሃል ናብ ሶማል እንድሕር ኣትዮም፡ ኣብ ኤርትራ እንታይ ኢዮም ከጻርዩ ደልዮም ክብል ይሓትት ” ቅድሚ ሎሚ`ውን`ኮ ክልተ ግዜ ኣትዮም ኢዮም ”

ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል። ዝተረፈ ክፋል ዓርቢ ተኸታተሉ፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

By continuing to use the site, you agree to the use of cookies. more information

The cookie settings on this website are set to "allow cookies" to give you the best browsing experience possible. If you continue to use this website without changing your cookie settings or you click "Accept" below then you are consenting to this.

Close