• Popular Tag

Latest Blog

ንብርኪ ዳናክል ንግዛእ ምእንቲ ንሃገርና ኤርትራ ክንድግፍ
News ኣገዳሲ ዜና

ንብርኪ ዳናክል ንግዛእ ምእንቲ ንሃገርና ኤርትራ ክንድግፍ

ኣገዳሲ ሓበረታ፥ ን ሃገርና ኤርትራ ብቡዙሕ መገዲ ክንድግፋ ንኽእል እና፡ ሓንቲ ንኣብነት ንብርኪ Danakil Potash / South Boulder Mines ካብ ባንኪ*(Bank ማለትና) ይኹን ወይ ካብ ተፋላለየ Online Broker ከም ንኣብነት Trade Republic ወይ ብካልኦት ትካላት…

ርሑስ በዓል ትምቀት ይግበረልና – Rhus beal Timket Yegberelna
Christian Religion

ርሑስ በዓል ትምቀት ይግበረልና – Rhus beal Timket Yegberelna

እንቋዕ ብሰላም ናብ በዓለ ጥምቀት ኣብጽሓና! ክርስቶስ ተጠምቀ፤ ዳግማይ ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስን ወለደና። ጥምቀት ማለት “አጥመቀ” ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝወፅአ ኾይኑ “ምጥላቕ፡ ምጥልቃይ፡ መላእ ሰብነትካ ኣብ ማይ ምእታው” ማለት እዩ።  “ወይቤሎ አማን አማን…