Latest Blog
ዓወት ን ጆን – ከምዚ ገርካ ኣይትሓልፍን እኻ ክንመጸካ እና
ዓወት ካራ ኣባል ካብታ ጉጅለ ን ጆን ተሳእልካ ሃድምካ ይብሎ ኣሎ፥ ከምዚኣ ገሩ ከምዘይ ሓልፍ ኣብ ናቱ ቪድዮ መግለጺ ህቡ።
ቪድዮ ፈስቲቫል ኤርትራ ስያትል 2023 – Video Festival Eritrea Seattle
ቪድዮ ፈስቲቫል ኤርትራ ስያትል 2023 – Video Festival Eritrea Seattle.
ኩለን ቭደዮ ፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም
ኩለን ቭደዮ ፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም። All videos of Festival Eritrea in Stockholm 2023.
ኣገዳሲ ሓበረታ ካብ ፖልስ ስውደን
ኣገዳሲ ሓበረታ ካብ ፖልስ ስውደን ብዛዕባ ምድላው ኣብ ከተማ ስቶክሆልም፥ ዝኾነ ዘብ ዝርብሽ ጠሪር ስጉምቲ ክውስደሉ እዩ። ተወሳኺ ጸገማት ምስ ወረቀቶም ክወሃቡ እዮም።
ጆን ብላክ ንሄኖክ ካብ ERISAT ጸሪፉ ብሰንኪ ቃለ መጠይቅ ምስ ሓንቲ ጸዓዳ ሰበይቲ ናብ ስውደን ከይቲመጹ ዝለ ዝበለት
ጆን ብላክ ንሄኖክ ካብ ERISAT ጸሪፉ ብሰንኪ ቃለ መጠይቅ ምስ ሓንቲ ጸዓዳ ሰበይቲ ናብ ስውደን ከይቲመጹ ዝለ ዝበለት። John insulted Henok from ERISAT because of one swedish politician, which told Henok the group of John…
ኣፍሪቃዊ ንጀርመን መረቶም መንጢሉ – Afrikawi Ni Germen Meretom Mentilu
ሶሽል ፕሮጀክት ብዛዕባ ሓደ ኣፍሪቃዊ ናብ ጀርመን ኸይዱ ንጀርመን መረትኩም ገዝኤዮ እንዳ በለ ይዛረቦም ኣሎ። African buying a whole german village and confronting the german residents. The reaction of the german is very funny.