VOA Tigrigna – Eritrean President`s Visit to Egypt


Eritrean Tigrigna Audio Interview: ናይ ኤርትራ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ናይ ግብፂ ፕሬዝዳንት ዓብድል ፋታሕ ኣል-ሲሲ ኣብ ክልትኣዊ ርክባት ተዘራሪቦም

ናይ ኤርትራ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ናይ ግብፂ ፕሬዝዳንት ዓብድል ፋታሕ ኣል-ሲሲ ኣብ ክልትኣዊ ርክባት ተዘራሪቦም

ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዞባውን ዓለም-ለኻውን ጉዳያት ከበርክትዎ ዝኽእሉ ኣስተዋጽኦ`ውን ከምዝዘቱ ተሓቢሩ`ሎ።

Eritrean President Visits to Egypt 2014
Eritrean President Visits to Egypt 2014

ምንጭታት ሎማዕንቲ ሰሉስ ንቪኦኤ ከምዝገለፅዎ ዑደት እቶም ፕሬዝዳንት ብዙሓት ኤርትራዊያን ብሲናይ ኣቢሎም ናብ እስራኤልን ኣውሮፓን ንምእታው ኣብ ዝፍትንሉ እዋን፡ ግዳያት ገበነኛታት ብዛዕባ ዝኾንሉ ዘለው ዘይሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ቀዳምነት ሂቦም ክዘራረብሉ መደብ ኔሩ`ዩ።

ናይ ግብፂ ቀዳማይ ምንስቴር ኢብራሂም ማሕላብ ንፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣብ ካይሮ ዓለምለኸ መዕረፎ ነፈርቲ ተቐቢሎምዎም።

ምንስቴር ወፃኢ ዑስማን ሳሊሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብረኣብን ምስ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ተጓዒዞም ኣለው።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

By continuing to use the site, you agree to the use of cookies. more information

The cookie settings on this website are set to "allow cookies" to give you the best browsing experience possible. If you continue to use this website without changing your cookie settings or you click "Accept" below then you are consenting to this.

Close