ኤርትራዊ ተቀዳዳማይ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ቮልታ ስጳኛ ክሳተፍ ሙዃኑ ተፈሊጡ።

Eritrean Natnael Berhane Participate In Tour de Volta
Eritrean Natnael Berhane Participate In Tour de Volta

Eritrean Sport News:

ቻምፕዮን ኤርትራ 2014 ዝኾነ ተቀዳዳማይ ክለብ Europcar ናትናኤል ኣብቲ ካብ 23 ነሓሰ ክሳብ 14 መስከረም ዝካየድ ቮልታ ስጳኛ አብ ጎድኒ አሕዋቱ መርሃዊ ቅዱስን ዳኒኤል ተክለሃይማኖትን ምስ ክለቡ Europcar ተሰሊፉ ክሳተፍ ሙዃኑ ብክለቡ ከምዝተነግረ ሓቢሩ። ናትናኤል ኣብ 2ይ ዓመት ናይ ፕሮፌሽናል ግዚኡ ናብዚ ብግራንድ ቱር ዝልካዕን ን21 መዓልታት ዘጠቃልልን ከቢድ ውድድር ክኣቱ ንመጀመርያ ግዚኡ እዩ። ነዚ ከም መዳለዊ ዝኾኖ ድማ ብ Polynormonde ዝፍለጥ ን3 ነሓሰ ዝካየድ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድርን ብTour de Lain ዝፍለጥ ካብ 12 ክሳብ 16 ነሓሰ ን5 መድረኻት ዝኸይድ ውድድራት ተሰሪዑሉ ከምዘሎን ንኽብሪ ናይ ቻምፕዮንነቱ ድማ እታ ቀንዲ ተሰላፊት ዕጥቁ ዝኾነት ብኧክለትኡ ብባንዴራ ሃገሩ ወቂባ ተሰሪሓትሉ አላ።
እቲ አብ 2012 ብ 1 ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት ዝተሳተፍናዮ ቮልታ ሕጂ ብ 3 ክንሳተፎ ክኢልና አለና ዕብየት ተቀዳደምትና ይቅጽል ምህላዉ ዘርኤና ባይታ ድማ እዩ።

ኤርትራዊ ተቀዳዳማይ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ቮልታ ስጳኛ ክሳተፍ ሙዃኑ ተፈሊጡ። ቻምፕዮን ኤርትራ 2014 ዝኾነ ተቀዳዳማይ ክለብ Europcar ናትናኤል ኣብቲ ካብ 23 ነሓሰ ክሳብ 14 መስከረም ዝካየድ ቮልታ ስጳኛ አብ ጎድኒ አሕዋቱ መርሃዊ ቅዱስን ዳኒኤል ተክለሃይማኖትን ምስ ክለቡ Europcar ተሰሊፉ ክሳተፍ ሙዃኑ ብክለቡ ከምዝተነግረ ሓቢሩ። ናትናኤል ኣብ 2ይ ዓመት ናይ ፕሮፌሽናል ግዚኡ ናብዚ ብግራንድ ቱር ዝልካዕን ን21 መዓልታት ዘጠቃልልን ከቢድ ውድድር ክኣቱ ንመጀመርያ ግዚኡ እዩ። ነዚ ከም መዳለዊ ዝኾኖ ድማ ብ Polynormonde ዝፍለጥ ን3 ነሓሰ ዝካየድ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድርን ብTour by Lain ዝፍለጥ ካብ 12 ክሳብ 16 ነሓሰ ን5 መድረኻት ዝኸይድ ውድድራት ተሰሪዑሉ ከምዘሎን ንኽብሪ ናይ ቻምፕዮንነቱ ድማ እታ ቀንዲ ተሰላፊት ዕጥቁ ዝኾነት ብኧክለትኡ ብባንዴራ ሃገሩ ወቂባ ተሰሪሓትሉ አላ። እቲ አብ 2012 ብ 1 ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት ዝተሳተፍናዮ ቮልታ ሕጂ ብ 3 ክንሳተፎ ክኢልና አለና ዕብየት ተቀዳደምትና ይቅጽል ምህላዉ ዘርኤና ባይታ ድማ እዩ።

– Amanuel Afewerki

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

By continuing to use the site, you agree to the use of cookies. more information

The cookie settings on this website are set to "allow cookies" to give you the best browsing experience possible. If you continue to use this website without changing your cookie settings or you click "Accept" below then you are consenting to this.

Close