ንብርኪ ዳናክል ንግዛእ ምእንቲ ንሃገርና ኤርትራ ክንድግፍ

ንብርኪ ዳናክል ንግዛእ ምእንቲ ንሃገርና ኤርትራ ክንድግፍ

Share Eritrea Chat:

ኣገዳሲ ሓበረታ፥ ን ሃገርና ኤርትራ ብቡዙሕ መገዲ ክንድግፋ ንኽእል እና፡ ሓንቲ ንኣብነት ንብርኪ Danakil Potash / South Boulder Mines ካብ ባንኪ*(Bank ማለትና) ይኹን ወይ ካብ ተፋላለየ Online Broker ከም ንኣብነት Trade Republic ወይ ብካልኦት ትካላት ብርኪ ዳናክል*(Danakil Potash) ክንገዝእ ንኽእል።

ካብ ትካል Danakali Potash – South Boulder Mines

ቅድሚ ምግዛእ ብርኪ ሓደ ክለተ ነገራት ክንፈልት ዘለና ኣገዳሲን ዝኾነ።

ንብርኪ ናይ ዝኾነ ትካል ምእንቲ ክዕወት ርጉእን ሰላምን ኹነታትን ክፍተር ኣሎዎ ኣብ ሃገርና ይኹነ ኣብ ጐራብቱና ሃገራት። እንድሕር ግን ኹነታት ከባብና ኣብ ሕማቅ ኹነታት ዝርከብ ኾይኑ ብርኪ ኣይትዕወትን እያ፥ ኮምኡ ውን ዋጋ ወይ ክብረት ናይ ብርኪ እንዳ ጎደለት ትመጽእ።

ኣገደስቲ ነጥብታት ንብርኪ ዘኽብሮ ኹነታት፡

  • ሰላምን ርጉእን ኹነታት ሃገርን ከባብእን *(Peace in the horn of Africa)
  • ደገፍ ገንዘብ ካብ ህዝቢን፥ ሃገርን ወይ ንትካል Danakali ትዕወት እያ ዝብሉን ዝኣምኑን።

ኣገደስቲ ነጥብታት ንብርኪ ዘይሕስሮ ኹነታት፡

  • ሕማቅ ኹነታት ከባብእን ሃገርን *(Unstable condition in the horn of Africa)
  • ውግእ ወጥምየት ኣብ ሃገር ይኹን ኣብ ከባብኡን *(War, hunger crisis in the horn of Africa)
Share index of every company in the stock market!

ቅድሚ ምግዛእ ብርኪ ነዚ ነገራት ክንፈልት ኣለና። በዝኣ ወይ ብካልኦት Online Broker ትካል ናይ Danakali Potash ትገዝኡ ትኽእሉ እኹም። ልንክ – Link: Trade Republic

News ኣገዳሲ ዜና