ርሑስ በዓል ትምቀት ይግበረልና – Rhus beal Timket Yegberelna
እንቋዕ ብሰላም ናብ በዓለ ጥምቀት ኣብጽሓና! ክርስቶስ ተጠምቀ፤ ዳግማይ ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስን ወለደና። ጥምቀት ማለት “አጥመቀ” ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝወፅአ ኾይኑ “ምጥላቕ፡ ምጥልቃይ፡ መላእ ሰብነትካ ኣብ ማይ ምእታው” ማለት እዩ። “ወይቤሎ አማን አማን…
Eritrean Entertainment
እንቋዕ ብሰላም ናብ በዓለ ጥምቀት ኣብጽሓና! ክርስቶስ ተጠምቀ፤ ዳግማይ ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስን ወለደና። ጥምቀት ማለት “አጥመቀ” ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝወፅአ ኾይኑ “ምጥላቕ፡ ምጥልቃይ፡ መላእ ሰብነትካ ኣብ ማይ ምእታው” ማለት እዩ። “ወይቤሎ አማን አማን…
ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ 5ይ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሀገረ ኤርትራ – ፪ ክፋል።
መልእክቲ ጽንዓትን ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ። Funeral ceremony of Eritrean Patriarch Abune Qerlos.
ቅድሚ በዓለ ልደት ኣብ ዘሎ ጊዜያት፡ “ወጥንተ ዚአሁ መንፈቀ ኅዳር/ መጀመርታኡ ፍርቂ ወርኀ ኅዳር” ከምዝብል ካብ ፲፭(15) ኅዳር ጀሚሩ ክሳዕ ፳፰(28) ታኅሣሥ ይጽወም እሞ በዓለ ልደቱ ፳፱(29) ታኅሣሥ ፳፻፲ወ፭ ብምብዓል ይፍጸም። ኣብ ዘመነ ዮሓንስ ክኸውን…
ንኣይ ዝሕግዘንን ዝከላኸለለይን ሚካኤል እዩ” ዳን. ፲፥፳፩(10፡21) ቅዱስ ሚካኤል ሓደ ካብቶም ሊቃነ መላእኽቲ እዩ። (ይሁዳ ፩፥፱ / 1፡9) ኃይላት ናይ ዝበሃሉ ነገድ ሓለቓ እዩ። (ሄኖ. ፲፥፪-፲ / 10፡2-12) ቅዱስ ሚካኤል ናይ ዕብራይስጥ ቃል ኮይኑ ትርጕሙ…
ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን፦ ነቲ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ናብ ደብረ ቁስቋም ዝኣተወትሉ ሽድሽተ ኅዳር በዓለ ቁስቋም ብድምቀት ተብዕሎ። በዓለ ቁስቋም ሓደ ካብ 33 በዓላተ ቅድስት ድንግል ማርያም እዩ፡ ‘አመ ፮ ለኅዳር…
ዓርቢ ዕለት 18 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም (28/10/2022) ብጳጳስ ሃገረ ስብከትታት ሰሜናዊን ደቡባዊን ቀይሕ ባሕሪ ብፁዕ ኣቡነ ጎርጎርዮስ ዝተመርሐ፣ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ መንደፈራ ብፁዕ ኣቡነ ሳዊሮስ፡ ናይ ግሪኽ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት…
Copy Right Text | Design & develop by AmpleThemes