ርሑስ በዓል ትምቀት ይግበረልና – Rhus beal Timket Yegberelna
እንቋዕ ብሰላም ናብ በዓለ ጥምቀት ኣብጽሓና! ክርስቶስ ተጠምቀ፤ ዳግማይ ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስን ወለደና። ጥምቀት ማለት “አጥመቀ” ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሲ ዝወፅአ ኾይኑ “ምጥላቕ፡ ምጥልቃይ፡ መላእ ሰብነትካ ኣብ ማይ ምእታው” ማለት እዩ። “ወይቤሎ አማን አማን እብለከ ዘኢተወልደ ዳግመ ኢይሬእያ ለመንግሥተ…
ምጽዋዕ እንታይ ማለት እዩ – Mitsiwah Intay Malet Iyu
ምጽዋዕ እንታይ ማለት እዩ – Mitsiwah Intay Malet Iyu ምጽዋዕ ማለት ካብ እትኣ ደሰት ክሳብ ናብ ማእኸል ከተማ 500 መትሮ ፍልሊ ስለ ዝነበረ፥ ናብ ደሰት ይጽውዑ ነበሩ።
እምባ ደርሆ እንታይ ማለት እዩ – Emba Derho Intay Malet Iyu
እምባ ደርሆ እንታይ ማለት እዩ – Emba Derho Intay Malet Iyu ታርኽ ሽም እምባ ደርሆ – ኣምበደሮ – ኣነ ቀዳማይ በጽሐ ማለት እዩ ብቋንቋ ብለን። ተወሳኺ ዝበሃል ኸማን ብታርኽ ካብ እምባ ዘርሖ ይበሃል።
ድባርዋ እንታይ ማለት እዩ – Dbarwa Intay Malet Iyu
ድባርዋ እንታይ ማለት እዩ – Dbarwa Intay Malet Iyu።
መግለጺ ሽም ሰንዓፈ – ጎደናታት ሰንዓፈ ዝበሃላ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝርከባ
ኣብ ዞባ ደቡብ ትርከብ ናይ ዶብ ከተማ ሰንዓፈ ብከመይ ሰንዓፈ ተባህላ፥ እንታይ ማለት እዩ ሰንዓፈ።
ታርኽን መግለጺ ሽምን ናይ ከተማ ከረን – Tarikhn Megletsi Shmn Nay Ketema Keren
ታርኽን መግለጺ ሽምን ናይ ከተማ ከረን። Tarikhn Megletsi Shmn Nay Ketema Keren። ብቋንቋ ብሌን ኪሪን ኣእማን ማለት እዩ፥ ብቋንቋ Indonesia ዛሕሊ ማለት እዩ ከረን። ጎደና ከረን Hayesod ኣብ ሃገረ ኢስራኤል።
ታርኽ ናይ ከተማ ኣስመራ – Tarikh Nay Ketema Asmara
ታርኽ ናይ ከተማ ኣስመራ፥ ኣስመራ እንታይ ማለት እዩ። – Tarikh Nay Ketema Asmara። ብቋንቋ Indonesia ፍቅሪ ማለት እዩ። ኣብዝኣ ቪድዮ መግለጺ ናይ ታርኽ ሽም ኣስመራ ኮምኡ ውን ቃለ መጠይቅ ምስ ህዝቢ ኣስመራ።
ሽዳና ክብርቲ ጫማ ንኤርትራዊያን ትራይ ዘይኾነ ንሙሉእ ዓለም
ዘግሪም ዜና፥ ዘይሓፍሩ ክቡር ንብረት ትሽይት ትካል Gucci ንሽዳ ኮፒ ገሮም ብኣእላፍ ዕጽፊ ይሸቱ ኣሎዉ። እዝኦም ኮ ካብ China ይገዱ ከም ደጊያት ሓጎስ ባሕታ ካብ ሰገነይቲ ዝበሎ፥ ጻዕዳ ተመን ተነኽሱ ፎውሱ ኣይሪከብን እዩ። ደርፊ ናይ ሺዳና ካብ ሃገርና ኤርትራ።