ወርቂ ንኤርትራ – እንቋዕ ሓጎሰና Gold for Eritrea
News Sport ዘሕጉስ ዜና

ወርቂ ንኤርትራ – እንቋዕ ሓጎሰና Gold for Eritrea

ዘሕጉስ ዜና፥ ኣብ ናይ ትማሊ ሰንበት ውድድር Cross Cup De Hannut ዝበሃል ብዕለት 22 ጥሪ 2023 ብፍረንጂ ጅግና ሓፍቲና ራሄል ዳኒኤል ተዓውታ ቀዳመይቲ ኾይና ብ 28:41 ደቃቅ። ልንክ ናይ Source: https://www.worldathletics.org/competitions/world-athletics-cross-country-tour/news/cross-cup-hannut-schrub-daniel

ሃገራዊት ጋንታ ጉስጢ ኤርትራ ኣብ ውድድር ጉስጢ Macedonia ትሳተፍ እያ
News Sport

ሃገራዊት ጋንታ ጉስጢ ኤርትራ ኣብ ውድድር ጉስጢ Macedonia ትሳተፍ እያ

ኣካላዊ ምንቅስቃስ ዜና፥ ሃገራዊት ጋንታ ጉስጢ ኤርትራ ኣብ ውድድር ጉስጢ Macedonia ትሳተፍ እያ። ሃገራዊት ጋንታ መኸተ ጉስጢ ኤርትራ (Eritrea National Boxing team) ካብ 19 -20 ሕዳር ኣብ መቀዶንያ ዝካየድ ውድድር ክትሳተፍ እያ። ጽቡቕ ዕድል Eritreas…