ጾመ ነቢያት፡ ካብ ኃሙስ ፲፭ ኅዳር ጀሚሩ፡ በዓለ ልደት ድማ ቀዳም ፳፱ ታኅሣሥ ፳፻፲ወ፭ እዩ!
ቅድሚ በዓለ ልደት ኣብ ዘሎ ጊዜያት፡ “ወጥንተ ዚአሁ መንፈቀ ኅዳር/ መጀመርታኡ ፍርቂ ወርኀ ኅዳር” ከምዝብል ካብ ፲፭(15) ኅዳር ጀሚሩ ክሳዕ ፳፰(28) ታኅሣሥ ይጽወም እሞ በዓለ ልደቱ ፳፱(29) ታኅሣሥ ፳፻፲ወ፭ ብምብዓል ይፍጸም። ኣብ ዘመነ ዮሓንስ ክኸውን ከሎ ግና በዓለ ልደቱ ፳፰(28)…
ኤርትራዊ ዝበለጸት ሆተል ኸፊቱ ኣብ ኡጋንዳ
ኤርትራዊ ዝበለጸት ሆተል ኸፊቱ ኣብ ኡጋንዳ። ናብራ ኤርትራዊያን ኣብ ሃገረ ኡጋንዳ ብተለቭዥን ኡጋንዳ NTV.
እንካዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም ኣብጽሐና
ንኣይ ዝሕግዘንን ዝከላኸለለይን ሚካኤል እዩ” ዳን. ፲፥፳፩(10፡21) ቅዱስ ሚካኤል ሓደ ካብቶም ሊቃነ መላእኽቲ እዩ። (ይሁዳ ፩፥፱ / 1፡9) ኃይላት ናይ ዝበሃሉ ነገድ ሓለቓ እዩ። (ሄኖ. ፲፥፪-፲ / 10፡2-12) ቅዱስ ሚካኤል ናይ ዕብራይስጥ ቃል ኮይኑ ትርጕሙ ‘መን ከም እግዚአብሔር’ ማለት እዩ፡…
ሃገራዊት ጋንታ ጉስጢ ኤርትራ ኣብ ውድድር ጉስጢ Macedonia ትሳተፍ እያ
ኣካላዊ ምንቅስቃስ ዜና፥ ሃገራዊት ጋንታ ጉስጢ ኤርትራ ኣብ ውድድር ጉስጢ Macedonia ትሳተፍ እያ። ሃገራዊት ጋንታ መኸተ ጉስጢ ኤርትራ (Eritrea National Boxing team) ካብ 19 -20 ሕዳር ኣብ መቀዶንያ ዝካየድ ውድድር ክትሳተፍ እያ። ጽቡቕ ዕድል Eritreas nationella boxningslag deltar i Golden…
ዕላል ድሕሪ ዓወት ሰዓረ ምስ ስነጥበበኛ ሰዓረ ፍጹም – 1ይ ክፋል
ዕላል ድሕሪ ዓወት ሰዓረ ምስ ስነጥበበኛ ሰዓረ ፍጹም(1ይ ክፋል) ህዝቢ ኤርትራ ኣሚነ ክዕወት’የ
ዑደት ፕረሲደንት ሶማል – ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ
ዑደት ፕረሲደንት ሶማል – ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ | Full reportage on Somali President’s second visit to Eritrea – ERi-TV
እንቋዕ ናብ በዓለ ቁስቋም ኣብጽሓና!
ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን፦ ነቲ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ናብ ደብረ ቁስቋም ዝኣተወትሉ ሽድሽተ ኅዳር በዓለ ቁስቋም ብድምቀት ተብዕሎ። በዓለ ቁስቋም ሓደ ካብ 33 በዓላተ ቅድስት ድንግል ማርያም እዩ፡ ‘አመ ፮ ለኅዳር በዓታ ውስተ ደብረ ቁስቋም’ ከምዝብል።…
ሰላም ኣብ ሞንጎ ፈደራልን ህውሃትን – Selam Ab Mongo Federaln Hiwehatn
ዜና፥ ድሕሪ ክልተ ዓመት ውግእ ኣብ ሞንጎን ፈደራልን ህወሃትን ናይ ሰላም ውዕል ተፈሪሙ።