Category: Interview
ታርኽ ቡቋንቋ ኢንግልዝ ብዛዕባ ዓወት ናይ ብንያም ግርማይ
ታሪኽ ናይ ኤርትራዊ ብንያም ግርማይ ኣብ ናይ Eurosport ቻነል ብዛዕባ ዓወታት ኣብ ዓመተ ምህረት ናይ 2022 ብናይ ፍረንጂ።
ኤርትራ ንኤርትራዊያን ምኽሪ ካብ ፕረዝደንት ኤርትራ
ኤርትራ ንኤርትራዊያን ምኽሪ ካብ ፕረዝደንት ኤርትራ፥ ኣብ ናይ ራብዓይ ክፋል ቃለ መጠይቕ ምስ ክቡር ፕረዝደንት ሃገረ ኤርትራ ብዛዕባ ቆጠባዊ ዕላማታት ኤርትራ ኹነታት Economics ምስ Investment ዕድላት።
ቃለ መጠይቅ ምስ ረዘነ ኣለምን – መላእከ ኣብራሃም
ኤርትራዊ ቃለ መጠይቅ ምስ ረዘነ ኣለምን – መላእከ ኣብራሃም። Eritrean Interview with Rezene Alem and Melake Abraham about their songs Kurae Eritreawi and Mendelay.
ዘኩርዕ ኤርትራዊ – The First Musician To Sell 100$ CD
ኤርሚያስ ዳዊት ኣስገዶም ብ Nipsey Hussle ዝፍለጥ መንእሰይ፥ ሓደ ካብትኦም ፍሉይ ደረፍቲ ዓለምና እዩ ኮምኡ ውን ኩሩዕ ኤርትራዊ እዩ። Successful project:
ሕግን ስርዓትን – ጸገማት ሓድሽ ባጠራ ናቅፋ 2016 ብፍረንጂ
ናይ ቅድሚ 6 ዓመት ዝነበረት ቃለ መጠይቅ ከም ብሓድሽ ገሮም ኣቅሪቦም ኣብ ተፈላለየ ዓይነት መድያታት ይዝርግሑ ኣሎዉ። Eritrean Begahdi Interview – Higin Serhatin – Hadish Batera Nacfa.
ዕላል ድሕሪ ዓወት ሰዓረ ምስ ስነጥበበኛ ሰዓረ ፍጹም – 1ይ ክፋል
ዕላል ድሕሪ ዓወት ሰዓረ ምስ ስነጥበበኛ ሰዓረ ፍጹም(1ይ ክፋል) ህዝቢ ኤርትራ ኣሚነ ክዕወት’የ