Category: News
Eritrean News and update about the current situation of Eritrea and neighbouring countries.
ቃለ መሕተት ምስ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ
ቃለ መሕተት ምስ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ። Eritrean Interview with President Isaias Afewerki.
ሓበሬታ፡ ወፈያ ጥብቅና ንገበነኛታት ፍጻሜ 20.08.2022 ናብ ሕጊ ንምብጻሕ (ካብ ጀርመን ወጻኢ ንዝዋጻእ ሓገዝ)
ሓበሬታ፡ ወፈያ ጥብቅና ንገበነኛታት ፍጻሜ 20.08.2022 ናብ ሕጊ ንምብጻሕ (ካብ ጀርመን ወጻኢ ንዝዋጻእ ሓገዝ) ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ጀርመን፡ ምስ ኣብ ሕቁፉ ዝርከባ ውዳቤታት ብምትሕብባር፡ ንወንጀለኛታትን ገበንኛታትን ፍጻሜ ዕለት 20-08-2022 ኣብ ከተማ ጊስን (ጀርመን) ፍርዶም ንኽረኽቡ…
ጅግና ኤርትራዊ ኣብ ውድድር Victory at Volta Valenciana ተዓውቱ
ጅግና ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ውድድር Victory at Volta Valenciana ቀዳማይ መድረኽ ተዓውቱ። ቭድዮ ናይ ውድድር ዙር Volta Valencia 2023 ቀዳማይ መድረኽ ኮምኡ ድማ ናይ ቃለ መጠይቅ ምስ ቢንያም ግርማይ።
ማሕበራዊ ክስ ኣንጻር ግብረ ሸበራዊያን ናይ ጀርመን
ሽማገለ ገርመን ጻውዕት ንክሲ ኣንጻር ግብረ ሸበራዊያን ናይ ሃገራዊ ባህላዊ ምሸት ናይ ዕለት 20 ነሓሰ 2022 ክፍጸም ተሓሰበ። Eritreans bringing terrorists of Giessen to court! On 20 August 2022, a brutal attack took place in…
ዜና ዑደት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሰርጌ ላቭሮቭን ብጾቱን ኣብ ኤርትራ
ዜና ዑደት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሰርጌ ላቭሮቭን ብጾቱን ኣብ ኤርትራ። Russian Foreign Minister and Delegation visits Eritrea.
ቀዳማይ ደረጃ ንጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር Tropicale Amissa Bongo 2023
ቀዳማይ ደረጃ ንጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር Tropicale Amissa Bongo 2023.
ሳላ ጅግና ኤርትራዊ ጋንታ Newcastle ተዓውታ
ዘኩርዕ ዜና፥ ሳላ ክቡር ኤርትራዊ ሓውና ኣለክሳንደር ኢሳቅ ጋንትኡ ተዓውታ። ጋንታ Newcastle ኣብ ጽቡቅ ኹነታት ናይ Premiere league ትርኸብ።