ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ ፭ይ ፓትርያርክ – ፪ ክፋል
ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ 5ይ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሀገረ ኤርትራ – ፪ ክፋል።
ፕራዝደንት ከንያ ተሓጒሱን ተገሪሙን ብዛዕባ ሰላምን ክብረትን ኤርትራዊያን
ፕራዝደንት ከንያ ተሓጒሱን ተገሪሙን ብዛዕባ ሰላምን ክብረትን ኤርትራዊያን። Kenyan president William Ruto visit Eritrea and welcomed by President of the state Eritrea to discuss with Eritrean president Isaias Afewerki. The two countries believe the move will bolster bilateral relations, improve…
መልእክቲ ጽንዓትን ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ
መልእክቲ ጽንዓትን ሥነ ሥርዓት ቀብሪ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ። Funeral ceremony of Eritrean Patriarch Abune Qerlos.
እንቋዕ ሓጎሰኩም – ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም – Happy Marriage
እንቋዕ ሓጎሰኩም – ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ክቡር መላእከ ኣብራሃም ምስ በዓል ቤት። Wishing you a blessful and happy Marriage with an bright future.
መልኣከ ኣብርሃም – ዙር መንደላይ – Sawa zur 35 Melake Abraham Zur Mendelay
መልኣከ ኣብርሃም – ዙር መንደላይ – Sawa zur 35 Melake Abraham Zur Mendelay Eritrean music 2022
መግለጺ ፱ ብሀራት ብ ሓደ ኤርትራ ብቋንቋ ኢንግልዝ
መግለጺ ፱ ብሀራት ብ ሓደ ኤርትራ ብቋንቋ ኢንግልዝ። ካብ ኤርትራዊያን ደቂ ሃገረ ጀርመን። The 9 Biherat of Eritrea represented by #youngeritreansgermany.
ባጤራ ናቕፋን ትርጉሙን – Bateran Nakfan Turgumun
ባጤራ ናቕፋን ትርጉሙን – Bateran Nakfan Turgumun
ብጹእ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም
ብጹእ ወቅዱስ ኣቡን ቀዳማዊ ቄርሎስ 5ይ ፓትርያርክ ወርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ፡ ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘድሊ ሕክምናዊ ረድኤት ክግበረሎም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ትማሊ 2 ታሕሳስ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ፡ ኣብ መበል 96 ዓመት ዕድሜኦም ኣብ መንበሪ ቤቶም ብሰላም ዓሪፎም…
ዘኩርዕ ኤርትራዊ – The First Musician To Sell 100$ CD
ኤርሚያስ ዳዊት ኣስገዶም ብ Nipsey Hussle ዝፍለጥ መንእሰይ፥ ሓደ ካብትኦም ፍሉይ ደረፍቲ ዓለምና እዩ ኮምኡ ውን ኩሩዕ ኤርትራዊ እዩ። Successful project: