ብፁዓን ጳጳሳት ኣብ ጥንታዊት ከተማ ኣዱሊስ ዑደት ብምክያድ ጸሎት ኣብጺሖም!
ዓርቢ ዕለት 18 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም (28/10/2022) ብጳጳስ ሃገረ ስብከትታት ሰሜናዊን ደቡባዊን ቀይሕ ባሕሪ ብፁዕ ኣቡነ ጎርጎርዮስ ዝተመርሐ፣ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ መንደፈራ ብፁዕ ኣቡነ ሳዊሮስ፡ ናይ ግሪኽ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ምብራቕ ኣፍሪቃ ብፁዕ ኣቡን ዳንኤል…
Eritrean Entertainment, News, Movie, Music and Documentary