መግለጺ ሽም ሰንዓፈ – ጎደናታት ሰንዓፈ ዝበሃላ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝርከባ
ኣብ ዞባ ደቡብ ትርከብ ናይ ዶብ ከተማ ሰንዓፈ ብከመይ ሰንዓፈ ተባህላ፥ እንታይ ማለት እዩ ሰንዓፈ።
Eritrean Entertainment
ኣብ ዞባ ደቡብ ትርከብ ናይ ዶብ ከተማ ሰንዓፈ ብከመይ ሰንዓፈ ተባህላ፥ እንታይ ማለት እዩ ሰንዓፈ።
ታርኽን መግለጺ ሽምን ናይ ከተማ ከረን። Tarikhn Megletsi Shmn Nay Ketema Keren። ብቋንቋ ብሌን ኪሪን ኣእማን ማለት እዩ፥ ብቋንቋ Indonesia ዛሕሊ ማለት እዩ ከረን። ጎደና ከረን Hayesod ኣብ ሃገረ ኢስራኤል።
ታርኽ ናይ ከተማ ኣስመራ፥ ኣስመራ እንታይ ማለት እዩ። – Tarikh Nay Ketema Asmara። ብቋንቋ Indonesia ፍቅሪ ማለት እዩ። ኣብዝኣ ቪድዮ መግለጺ ናይ ታርኽ ሽም ኣስመራ ኮምኡ ውን ቃለ መጠይቅ ምስ ህዝቢ ኣስመራ።
ዘግሪም ዜና፥ ዘይሓፍሩ ክቡር ንብረት ትሽይት ትካል Gucci ንሽዳ ኮፒ ገሮም ብኣእላፍ ዕጽፊ ይሸቱ ኣሎዉ። እዝኦም ኮ ካብ China ይገዱ ከም ደጊያት ሓጎስ ባሕታ ካብ ሰገነይቲ ዝበሎ፥ ጻዕዳ ተመን ተነኽሱ ፎውሱ ኣይሪከብን እዩ። ደርፊ ናይ…
Copy Right Text | Design & develop by AmpleThemes