ማሕበራዊ ክስ ኣንጻር ግብረ ሸበራዊያን ናይ ጀርመን
ሽማገለ ገርመን ጻውዕት ንክሲ ኣንጻር ግብረ ሸበራዊያን ናይ ሃገራዊ ባህላዊ ምሸት ናይ ዕለት 20 ነሓሰ 2022 ክፍጸም ተሓሰበ። Eritreans bringing terrorists of Giessen to court! On 20 August 2022, a brutal attack took place in Giessen on the German constitutional…
ዜና ዑደት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሰርጌ ላቭሮቭን ብጾቱን ኣብ ኤርትራ
ዜና ዑደት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሰርጌ ላቭሮቭን ብጾቱን ኣብ ኤርትራ። Russian Foreign Minister and Delegation visits Eritrea.
ህዝቢ ትግራይ ኣንጻር ህወሓት ተላዕሉ ኣሎ – Hizbi Tigray Antsar Telaelu Alo
ህዝቢ ትግራይ ኣንጻር ህወሓት ተላዕሉ፥ ተጋሩ መስመር ናይ ተለፎንን ኢንተርነትን ምስ ተኸፈተ ናይ ብሓኪ እንታይ ከምዝሕልፉ እንታይ ጸገማት ከምዝነበረ ተፈሊጡ። ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ተጋሩ ብሰንኪ ኣመራርሓ ደብረፅዮንን ገታቸውን ካልኦት ዓበይቲ ሓላፍቲ ጉጅለ ወያነ።
ንብርኪ ዳናክል ንግዛእ ምእንቲ ንሃገርና ኤርትራ ክንድግፍ
ኣገዳሲ ሓበረታ፥ ን ሃገርና ኤርትራ ብቡዙሕ መገዲ ክንድግፋ ንኽእል እና፡ ሓንቲ ንኣብነት ንብርኪ Danakil Potash / South Boulder Mines ካብ ባንኪ*(Bank ማለትና) ይኹን ወይ ካብ ተፋላለየ Online Broker ከም ንኣብነት Trade Republic ወይ ብካልኦት ትካላት ብርኪ ዳናክል*(Danakil Potash) ክንገዝእ ንኽእል።…