ቀዳማይ ደረጃ ንጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር Tropicale Amissa Bongo 2023
ቀዳማይ ደረጃ ንጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር Tropicale Amissa Bongo 2023.
ሳላ ጅግና ኤርትራዊ ጋንታ Newcastle ተዓውታ
ዘኩርዕ ዜና፥ ሳላ ክቡር ኤርትራዊ ሓውና ኣለክሳንደር ኢሳቅ ጋንትኡ ተዓውታ። ጋንታ Newcastle ኣብ ጽቡቅ ኹነታት ናይ Premiere league ትርኸብ።
ወርቂ ንኤርትራ – እንቋዕ ሓጎሰና Gold for Eritrea
ዘሕጉስ ዜና፥ ኣብ ናይ ትማሊ ሰንበት ውድድር Cross Cup De Hannut ዝበሃል ብዕለት 22 ጥሪ 2023 ብፍረንጂ ጅግና ሓፍቲና ራሄል ዳኒኤል ተዓውታ ቀዳመይቲ ኾይና ብ 28:41 ደቃቅ። ልንክ ናይ Source: https://www.worldathletics.org/competitions/world-athletics-cross-country-tour/news/cross-cup-hannut-schrub-daniel