• Popular Tag
ኣገዳሲ ዜና ንህዝቢ ትግራይ ካብ ኤርትራዊያን
News ኣገዳሲ ዜና

ኣገዳሲ ዜና ንህዝቢ ትግራይ ካብ ኤርትራዊያን

ቮድካጨው ሳላ sanction Russia ውስኪጬው ተባህሉ፥ደብረሰይጣን ምስ ውስኪጬው ተራኽቦም ምሸት ምሸት ኣኸባ የኻይዱ ኣሎዉ። ከባቢ 1 ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ብጥምየት ሞይቱ ዋላ ውስኪጬውን ደብረሰይጣንንእዚ ነገር ኸብዱዎም ብዋርዲያ ኣብ ውሽቲ ትግራይ ይንቃሳቀሱ ኣሎዉ።

ህዝቢ ትግራይ ኣንጻር ህወሓት ተላዕሉ ኣሎ – Hizbi Tigray Antsar Telaelu Alo
News ኣገዳሲ ዜና

ህዝቢ ትግራይ ኣንጻር ህወሓት ተላዕሉ ኣሎ – Hizbi Tigray Antsar Telaelu Alo

ህዝቢ ትግራይ ኣንጻር ህወሓት ተላዕሉ፥ ተጋሩ መስመር ናይ ተለፎንን ኢንተርነትን ምስ ተኸፈተ ናይ ብሓኪ እንታይ ከምዝሕልፉ እንታይ ጸገማት ከምዝነበረ ተፈሊጡ። ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ተጋሩ ብሰንኪ ኣመራርሓ ደብረፅዮንን ገታቸውን ካልኦት ዓበይቲ ሓላፍቲ ጉጅለ ወያነ።

ንብርኪ ዳናክል ንግዛእ ምእንቲ ንሃገርና ኤርትራ ክንድግፍ
News ኣገዳሲ ዜና

ንብርኪ ዳናክል ንግዛእ ምእንቲ ንሃገርና ኤርትራ ክንድግፍ

ኣገዳሲ ሓበረታ፥ ን ሃገርና ኤርትራ ብቡዙሕ መገዲ ክንድግፋ ንኽእል እና፡ ሓንቲ ንኣብነት ንብርኪ Danakil Potash / South Boulder Mines ካብ ባንኪ*(Bank ማለትና) ይኹን ወይ ካብ ተፋላለየ Online Broker ከም ንኣብነት Trade Republic ወይ ብካልኦት ትካላት…