ሽዳና ክብርቲ ጫማ ንኤርትራዊያን ትራይ ዘይኾነ ንሙሉእ ዓለም

ሽዳና ክብርቲ ጫማ ንኤርትራዊያን ትራይ ዘይኾነ ንሙሉእ ዓለም

Share Eritrea Chat:

ዘግሪም ዜና፥ ዘይሓፍሩ ክቡር ንብረት ትሽይት ትካል Gucci ንሽዳ ኮፒ ገሮም ብኣእላፍ ዕጽፊ ይሸቱ ኣሎዉ። እዝኦም ኮ ካብ China ይገዱ ከም ደጊያት ሓጎስ ባሕታ ካብ ሰገነይቲ ዝበሎ፥ ጻዕዳ ተመን ተነኽሱ ፎውሱ ኣይሪከብን እዩ።

ደርፊ ናይ ሺዳና ካብ ሃገርና ኤርትራ።

News ዘግሪም ዜና