HomepageHistoryድባርዋ እንታይ ማለት እዩ – Dbarwa Intay Malet Iyu History ድባርዋ እንታይ ማለት እዩ – Dbarwa Intay Malet Iyu Admin Posted on January 16, 2023 Share Eritrea Chat: ድባርዋ እንታይ ማለት እዩ – Dbarwa Intay Malet Iyu። ብ መረብ ተኸበበት ሩባ – ዶባ ሩባ ተጸውዓ ነበረት ነዚ ኣብ Google Maps ትረኽቡ ትኽእሉ እኹም። 1 COMMENTS ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ግዜ ዝጋጮ እኳ እንተኾነ፡ ከም ኣመጻጽኣ ብሄራት ኤርትራ፡ ኒሎቲክስ መጀምርታ፡ ደሓር ድማ ኩሻቲክስ፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ሰመቲክስ መጽኡ። እዚ ትርጉም ናይ ድባርዋ ድማ ከምዚ ዝስዕብ ተዘንትይለይ ካብ ናይ ብሔረ ብሌን ምሁራት፡ ከምቲ ብሊን መጀመርያ ካብ ከበሳታት ኤርትራ ቀጺሎም ናብ መታሕት ቀጺሎም። ትርጉም ድባርዋ (ብሊን) ድባ —–ኩርባ እርዋ—- ማዕረ —— ስለዚ ድባርዋ ማለት— ክልተ ማዕረ ዝኾኑ ኩርባ ማለት እዩ። ኣብ ድባርዋ ክልተ ማዕረ ዝኾኑ ኩርባ ኣለዉ ይበሃል። ካልእ እዉን ሸከቲ —ብሊን ሽከቲ ማለት ብብሊን ድል ዝበለ ገደል ወይ ጸድፊ ማለት እዩ። ብብሊን ከኣ ሸከቲ (ተነቆት ተሸኸል ማለት እዩ)። …ወዘተ ኣብ ቀጸሊ ብቛንቋ ብሊን ትርጉም ዝሓዘ ኣስማት ከነቅርበልኩም ኢና። Reply LEAVE A RESPONSE Cancel replyYour email address will not be published. Required fields are marked *Comment * Name * Email * Website Save my name, email, and website in this browser for the next time I comment. Δ Admin View all posts Post navigation Previous Postመግለጺ ሽም ሰንዓፈ – ጎደናታት ሰንዓፈ ዝበሃላ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝርከባ Next Postእምባ ደርሆ እንታይ ማለት እዩ – Emba Derho Intay Malet Iyu You Might Also Like Christian ግእዝ ካብ እትኤን ቀዳሞት ቋንቋታት Admin November 18, 2022 History መግለጺ ሽም ሰንዓፈ – ጎደናታት ሰንዓፈ ዝበሃላ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝርከባ Admin January 14, 2023 History ታርኽን መግለጺ ሽምን ናይ ከተማ ከረን – Tarikhn Megletsi Shmn Nay Ketema Keren Admin January 12, 2023 History ምጽዋዕ እንታይ ማለት እዩ – Mitsiwah Intay Malet Iyu Admin January 18, 2023
ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ግዜ ዝጋጮ እኳ እንተኾነ፡ ከም ኣመጻጽኣ ብሄራት ኤርትራ፡ ኒሎቲክስ መጀምርታ፡ ደሓር ድማ ኩሻቲክስ፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ሰመቲክስ መጽኡ። እዚ ትርጉም ናይ ድባርዋ ድማ ከምዚ ዝስዕብ ተዘንትይለይ ካብ ናይ ብሔረ ብሌን ምሁራት፡ ከምቲ ብሊን መጀመርያ ካብ ከበሳታት ኤርትራ ቀጺሎም ናብ መታሕት ቀጺሎም። ትርጉም ድባርዋ (ብሊን) ድባ —–ኩርባ እርዋ—- ማዕረ —— ስለዚ ድባርዋ ማለት— ክልተ ማዕረ ዝኾኑ ኩርባ ማለት እዩ። ኣብ ድባርዋ ክልተ ማዕረ ዝኾኑ ኩርባ ኣለዉ ይበሃል። ካልእ እዉን ሸከቲ —ብሊን ሽከቲ ማለት ብብሊን ድል ዝበለ ገደል ወይ ጸድፊ ማለት እዩ። ብብሊን ከኣ ሸከቲ (ተነቆት ተሸኸል ማለት እዩ)። …ወዘተ ኣብ ቀጸሊ ብቛንቋ ብሊን ትርጉም ዝሓዘ ኣስማት ከነቅርበልኩም ኢና። Reply
ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ግዜ ዝጋጮ እኳ እንተኾነ፡ ከም ኣመጻጽኣ ብሄራት ኤርትራ፡ ኒሎቲክስ መጀምርታ፡ ደሓር ድማ ኩሻቲክስ፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ሰመቲክስ መጽኡ።
እዚ ትርጉም ናይ ድባርዋ ድማ ከምዚ ዝስዕብ ተዘንትይለይ ካብ ናይ ብሔረ ብሌን ምሁራት፡ ከምቲ ብሊን መጀመርያ ካብ ከበሳታት ኤርትራ ቀጺሎም ናብ መታሕት ቀጺሎም።
ትርጉም
ድባርዋ (ብሊን)
ድባ —–ኩርባ
እርዋ—- ማዕረ —— ስለዚ ድባርዋ ማለት— ክልተ ማዕረ ዝኾኑ ኩርባ ማለት እዩ። ኣብ ድባርዋ ክልተ ማዕረ ዝኾኑ ኩርባ ኣለዉ ይበሃል።
ካልእ እዉን
ሸከቲ —ብሊን
ሽከቲ ማለት ብብሊን ድል ዝበለ ገደል ወይ ጸድፊ ማለት እዩ።
ብብሊን ከኣ ሸከቲ (ተነቆት ተሸኸል ማለት እዩ)።
…ወዘተ ኣብ ቀጸሊ ብቛንቋ ብሊን ትርጉም ዝሓዘ ኣስማት ከነቅርበልኩም ኢና።