ብሰንኪ ሓደጋ ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፖልስ መንግስቲ ጀርመን ንሰለማዊ ሰልፊ ክክልክሉ ንዕለት ፈስቲቫል ኤርትራ ይሓስቡ ኣሎዉ

ብሰንኪ ሓደጋ ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፖልስ መንግስቲ ጀርመን ንሰለማዊ ሰልፊ ክክልክሉ ንዕለት ፈስቲቫል ኤርትራ ይሓስቡ ኣሎዉ

Share Eritrea Chat:

ዘሕጉስ ዜና፥ ብሰንኪ ሓደጋ ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፖልስ መንግስቲ ጀርመን ሰለማዊ ሰልፊ ክክልክል ንዕለት ፈስቲቫል ይሓስብ ኣሎ። ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ኢልካ፥ ንህዝቢ ጊሰን ኮምኡ ድማ ንፖልስን ደፍሮም ኣብ ውሽቲ ከተማ ጎነጻዊ ዕግርግር ኣኻይዶም ስለ ዝነበሩ።

ቡዙሕ ጸገማት ንነብሶም ትራይ ዘይኾነ ፈትሮም ኮምኡ ድማ ንዓመታት ዘኻይዱ ዝነበሩ ሰለማዊ ሰልፊ ክክልከል ዕድላት ፈትሮም።

ንፖልስ እንዳ ጸረፉ ሓደራ ተምና እሎም፥ ሓደራ መግቢን ማይን ሃቡና።

ካመራ ዝሓዘ ምስ ሓተቶም፥

— እንታይ ገርኩም?

— ንሕና ደኣ — እምኒ እና ትራይ ደርብና እሉ።

ከሓፈረ ብቋንቋ ጀርመን እሉ። ኣብ ቀጻሊ ቭድዮ ትረኽቡዎ ትኽእሉ እኹም።

ፖሊስ ጀርመን እቲ ፈስቲቫል ኤርትራ ሰላማዊ ከምዝ ነበረ ኣብ ጸብጻቡ ተመስግቡ ኣሎ። ከም ኣብዚ ትሕቲ እዚ ጽሑፍ ዘሎ ቭድዮ ክትርኡዎ ትኽእሉ እኹም።

News