• Popular Tag
ብሰንኪ ሓደጋ ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፖልስ መንግስቲ ጀርመን ንሰለማዊ ሰልፊ ክክልክሉ ንዕለት ፈስቲቫል ኤርትራ ይሓስቡ ኣሎዉ
News

ብሰንኪ ሓደጋ ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፖልስ መንግስቲ ጀርመን ንሰለማዊ ሰልፊ ክክልክሉ ንዕለት ፈስቲቫል ኤርትራ ይሓስቡ ኣሎዉ

ዘሕጉስ ዜና፥ ብሰንኪ ሓደጋ ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፖልስ መንግስቲ ጀርመን ሰለማዊ ሰልፊ ክክልክል ንዕለት ፈስቲቫል ይሓስብ ኣሎ። ሰለማዊ ሰልፊ ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ኢልካ፥ ንህዝቢ ጊሰን ኮምኡ ድማ ንፖልስን ደፍሮም ኣብ ውሽቲ ከተማ ጎነጻዊ ዕግርግር ኣኻይዶም…