ሕግን ስርዓትን – ጸገማት ሓድሽ ባጠራ ናቅፋ 2016 ብፍረንጂ
ናይ ቅድሚ 6 ዓመት ዝነበረት ቃለ መጠይቅ ከም ብሓድሽ ገሮም ኣቅሪቦም ኣብ ተፈላለየ ዓይነት መድያታት ይዝርግሑ ኣሎዉ። Eritrean Begahdi Interview – Higin Serhatin – Hadish Batera Nacfa.
Eritrean Entertainment
ናይ ቅድሚ 6 ዓመት ዝነበረት ቃለ መጠይቅ ከም ብሓድሽ ገሮም ኣቅሪቦም ኣብ ተፈላለየ ዓይነት መድያታት ይዝርግሑ ኣሎዉ። Eritrean Begahdi Interview – Higin Serhatin – Hadish Batera Nacfa.
ቅድሚ በዓለ ልደት ኣብ ዘሎ ጊዜያት፡ “ወጥንተ ዚአሁ መንፈቀ ኅዳር/ መጀመርታኡ ፍርቂ ወርኀ ኅዳር” ከምዝብል ካብ ፲፭(15) ኅዳር ጀሚሩ ክሳዕ ፳፰(28) ታኅሣሥ ይጽወም እሞ በዓለ ልደቱ ፳፱(29) ታኅሣሥ ፳፻፲ወ፭ ብምብዓል ይፍጸም። ኣብ ዘመነ ዮሓንስ ክኸውን…
ኤርትራዊ ዝበለጸት ሆተል ኸፊቱ ኣብ ኡጋንዳ። ናብራ ኤርትራዊያን ኣብ ሃገረ ኡጋንዳ ብተለቭዥን ኡጋንዳ NTV.
ንኣይ ዝሕግዘንን ዝከላኸለለይን ሚካኤል እዩ” ዳን. ፲፥፳፩(10፡21) ቅዱስ ሚካኤል ሓደ ካብቶም ሊቃነ መላእኽቲ እዩ። (ይሁዳ ፩፥፱ / 1፡9) ኃይላት ናይ ዝበሃሉ ነገድ ሓለቓ እዩ። (ሄኖ. ፲፥፪-፲ / 10፡2-12) ቅዱስ ሚካኤል ናይ ዕብራይስጥ ቃል ኮይኑ ትርጕሙ…
ኣካላዊ ምንቅስቃስ ዜና፥ ሃገራዊት ጋንታ ጉስጢ ኤርትራ ኣብ ውድድር ጉስጢ Macedonia ትሳተፍ እያ። ሃገራዊት ጋንታ መኸተ ጉስጢ ኤርትራ (Eritrea National Boxing team) ካብ 19 -20 ሕዳር ኣብ መቀዶንያ ዝካየድ ውድድር ክትሳተፍ እያ። ጽቡቕ ዕድል Eritreas…
ዕላል ድሕሪ ዓወት ሰዓረ ምስ ስነጥበበኛ ሰዓረ ፍጹም(1ይ ክፋል) ህዝቢ ኤርትራ ኣሚነ ክዕወት’የ
ዑደት ፕረሲደንት ሶማል – ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ | Full reportage on Somali President’s second visit to Eritrea – ERi-TV
ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን፦ ነቲ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ናብ ደብረ ቁስቋም ዝኣተወትሉ ሽድሽተ ኅዳር በዓለ ቁስቋም ብድምቀት ተብዕሎ። በዓለ ቁስቋም ሓደ ካብ 33 በዓላተ ቅድስት ድንግል ማርያም እዩ፡ ‘አመ ፮ ለኅዳር…
Copy Right Text | Design & develop by AmpleThemes