ሓበሬታ፡ ወፈያ ጥብቅና ንገበነኛታት ፍጻሜ 20.08.2022 ናብ ሕጊ ንምብጻሕ (ካብ ጀርመን ወጻኢ ንዝዋጻእ ሓገዝ)

ሓበሬታ፡ ወፈያ ጥብቅና ንገበነኛታት ፍጻሜ 20.08.2022 ናብ ሕጊ ንምብጻሕ (ካብ ጀርመን ወጻኢ ንዝዋጻእ ሓገዝ)

Share Eritrea Chat:

ሓበሬታ፡ ወፈያ ጥብቅና

ንገበነኛታት ፍጻሜ 20.08.2022 ናብ ሕጊ ንምብጻሕ

(ካብ ጀርመን ወጻኢ ንዝዋጻእ ሓገዝ)

ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ጀርመን፡ ምስ ኣብ ሕቁፉ ዝርከባ ውዳቤታት ብምትሕብባር፡ ንወንጀለኛታትን ገበንኛታትን ፍጻሜ 

ዕለት 20-08-2022 ኣብ ከተማ ጊስን (ጀርመን) ፍርዶም  ንኽረኽቡ ናብ ሕጊ ንምብጻሕ፡ መሰል ዜጋታትና ክሕለወን ክኸበርን፡ 

ጠበቓታት ሒዙ ይሰርሓሉ ኣሎ። ነዚ ንምዕዋት ካብ ጀርመን ወጻኢ እትነብሩ ዜጋታትና ሓገዝኩም ብኽልተ መገዲ ከተወፍዩ 

ከም እትኽእሉ ብኣኽብሮት ንሕብር።

1)  GoFundMe በዚ ሊንክ ተጠቐሙ፦

https://www.gofundme.com/f/eritreans-bringing-terrorists-of-giessen-to-court?qid=3ad674674307a753c1cc85f2de385bcf

2)  ናብ ቁጽሪ ሕሳብ ሃገራዊ ሽማግለ ጀርመን

በዚ ስዒቡ ዘሎ ቁጽሪ ሕሳብ ሓገዝኩም ከተበርክቱ ትኽእሉ፥

Zentralrat der Eritreer in Deutschland e. V.
IBAN: DE 26 5004 0048 0461 7312 00
BIC: COBADEFFXXX
Bank Name: Commerzbank
Purpose of use: Advocacy 08/20/22 / Full Name & Address

ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ወይ ንተወሳኺ ሓበሬታ በዚ ኢመይል ክትልእኩ ትኽእሉ።

zred.finances@gmail.com

ብእትገብርዎ ምትሕብባር ነመስግን!

ሰናይ ኣሳልጦ!

ሓይሊ ዕማም ቊጠባዊ መዳያት – ሃገራዊ ሽማግለ ጀርመን

News