• Popular Tag

Latest Blog

ብጹእ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም
News

ብጹእ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም

ብጹእ ወቅዱስ ኣቡን ቀዳማዊ ቄርሎስ 5ይ ፓትርያርክ ወርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ፡ ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘድሊ ሕክምናዊ ረድኤት ክግበረሎም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ትማሊ 2 ታሕሳስ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ፡ ኣብ መበል 96 ዓመት ዕድሜኦም…

ጾመ ነቢያት፡ ካብ ኃሙስ ፲፭ ኅዳር ጀሚሩ፡ በዓለ ልደት ድማ ቀዳም ፳፱ ታኅሣሥ ፳፻፲ወ፭ እዩ!
Christian Religion

ጾመ ነቢያት፡ ካብ ኃሙስ ፲፭ ኅዳር ጀሚሩ፡ በዓለ ልደት ድማ ቀዳም ፳፱ ታኅሣሥ ፳፻፲ወ፭ እዩ!

ቅድሚ በዓለ ልደት ኣብ ዘሎ ጊዜያት፡ “ወጥንተ ዚአሁ መንፈቀ ኅዳር/ መጀመርታኡ ፍርቂ ወርኀ ኅዳር” ከምዝብል ካብ ፲፭(15) ኅዳር ጀሚሩ ክሳዕ ፳፰(28) ታኅሣሥ ይጽወም እሞ በዓለ ልደቱ ፳፱(29) ታኅሣሥ ፳፻፲ወ፭ ብምብዓል ይፍጸም። ኣብ ዘመነ ዮሓንስ ክኸውን…

እንካዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም ኣብጽሐና
Christian Religion

እንካዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም ኣብጽሐና

ንኣይ ዝሕግዘንን ዝከላኸለለይን ሚካኤል እዩ” ዳን. ፲፥፳፩(10፡21) ቅዱስ ሚካኤል ሓደ ካብቶም ሊቃነ መላእኽቲ እዩ። (ይሁዳ ፩፥፱ / 1፡9) ኃይላት ናይ ዝበሃሉ ነገድ ሓለቓ እዩ። (ሄኖ. ፲፥፪-፲ / 10፡2-12) ቅዱስ ሚካኤል ናይ ዕብራይስጥ ቃል ኮይኑ ትርጕሙ…

ሃገራዊት ጋንታ ጉስጢ ኤርትራ ኣብ ውድድር ጉስጢ Macedonia ትሳተፍ እያ
News Sport

ሃገራዊት ጋንታ ጉስጢ ኤርትራ ኣብ ውድድር ጉስጢ Macedonia ትሳተፍ እያ

ኣካላዊ ምንቅስቃስ ዜና፥ ሃገራዊት ጋንታ ጉስጢ ኤርትራ ኣብ ውድድር ጉስጢ Macedonia ትሳተፍ እያ። ሃገራዊት ጋንታ መኸተ ጉስጢ ኤርትራ (Eritrea National Boxing team) ካብ 19 -20 ሕዳር ኣብ መቀዶንያ ዝካየድ ውድድር ክትሳተፍ እያ። ጽቡቕ ዕድል Eritreas…