• Popular Tag
ሃገራዊት ጋንታ ጉስጢ ኤርትራ ኣብ ውድድር ጉስጢ Macedonia ትሳተፍ እያ
News Sport

ሃገራዊት ጋንታ ጉስጢ ኤርትራ ኣብ ውድድር ጉስጢ Macedonia ትሳተፍ እያ

ኣካላዊ ምንቅስቃስ ዜና፥ ሃገራዊት ጋንታ ጉስጢ ኤርትራ ኣብ ውድድር ጉስጢ Macedonia ትሳተፍ እያ። ሃገራዊት ጋንታ መኸተ ጉስጢ ኤርትራ (Eritrea National Boxing team) ካብ 19 -20 ሕዳር ኣብ መቀዶንያ ዝካየድ ውድድር ክትሳተፍ እያ። ጽቡቕ ዕድል Eritreas…

እንቋዕ ናብ በዓለ ቁስቋም ኣብጽሓና!
Christian Religion

እንቋዕ ናብ በዓለ ቁስቋም ኣብጽሓና!

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን፦ ነቲ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ናብ ደብረ ቁስቋም ዝኣተወትሉ ሽድሽተ ኅዳር በዓለ ቁስቋም ብድምቀት ተብዕሎ። በዓለ ቁስቋም ሓደ ካብ 33 በዓላተ ቅድስት ድንግል ማርያም እዩ፡ ‘አመ ፮ ለኅዳር…

ብፁዓን ጳጳሳት ኣብ ጥንታዊት ከተማ ኣዱሊስ ዑደት ብምክያድ ጸሎት ኣብጺሖም!
Christian

ብፁዓን ጳጳሳት ኣብ ጥንታዊት ከተማ ኣዱሊስ ዑደት ብምክያድ ጸሎት ኣብጺሖም!

ዓርቢ ዕለት 18 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም (28/10/2022) ብጳጳስ ሃገረ ስብከትታት ሰሜናዊን ደቡባዊን ቀይሕ ባሕሪ ብፁዕ ኣቡነ ጎርጎርዮስ ዝተመርሐ፣ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ መንደፈራ ብፁዕ ኣቡነ ሳዊሮስ፡ ናይ ግሪኽ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት…